.

The "College” will provide sound theological training for candidates to the diaconate, priesthood and other ministries of the Church and to equip them for effective ministry.

ተልእኮ

ቀዳማይ ተልእኮ’ዚ ኮለጅ’ዚ: ተመሃሮ ንዝተፈላለየ ሓላፍነትን ኣገልግሎትን ቤተክርስቲያን ብብቕዓት ምእንቲ ኪፍጽሙ ሰፊሕን ዓምዩቕን ትምህርቲ ስነ መለኮት ብምስትምሃር ምምልማል እዩ።