.

These policies are set to ensure a clear understanding of the expectations of the students enrolled in the program.

Student Status:

  • All students enrolled in the program will get a student “log in” information to the e-learning system
  • Active Student: 

    • currently participating in course curriculum
  • Dropped student: 

    • dropped from the active students list after missing more than one semester without approval
    • may reapply to the seminary program again

Taking Exams:

  • Students will receive a reminder of exam dates
  • If a student cannot take an exam, he/she must notify Student Affairs immediately.

Grades:

  • Passing grade is  70% and above
  • If a student has question regarding a grade, he/she should contact the instructor or assistant instructor
  • Failed courses, two options to rectify grade: 
    • contact instructor to see if extra credit such as a research paper can be given to improve grade
    • retake course when offered again

Graduation:

  • For 2013-2015 
    • Two-year certificate
  • Graduation date will be communicated through the office of Student Affairs 

ኣገባብን ኣወሃህባ ትምህርትን 

  • መርበብ ሓበሬታ ኪከታተሉ ንዘይኽእሉ ተመሃሮ፡ ዝወሃብ ክፍለ ትምህርቲ (Courses)  ብምልክዕ መጽሓፍ ተጻሒፉ ኣቐዲሙ ይልኣኸሎም።
  • ኩሎም ኣብዚ ፕሮግራም ዝተመዝገቡ ተመሃሩ፣ ኣብ መርበብ ሓበሬታ ብድምጽን ጽሑፋትን ዝውሃብ ክፍለ ትምህርቲ (Courses) ንምክትታል ዘኽእል መእተዊ ስምን መፍትሕን (user name and password) ካብ ክፍሊ ጉዳያት ተመሃሮ ይውሃቡ።
  • ብዝተፈላለየ ምኽንያት ትምህርቶም ብስሩዕ ኪከታተሉ ዘይኸኣሉ ምስ ክፍሊ ጉዳያት ተመሃሮ ብምርኻብ ብዓወት ትምህርቶም ዝዛዝምሉ መገዲ ኪሕበሮም ይኽእል።
  • መርመራ መጽናዕታዊ ጽሑፍ ብምጽሓፍን ብኻልእ ኣገባብን ዝውሃብ ኪኸውን ከሎ ኣብ እዋኑ ብኽፍሊ ጉዳያት ተመሃሮ ኪሕበር እዩ። መርመራ ብቐጥታ ናብ ኣበ ንስሓ ወይ ድማ ኣብ ከባቢ ተመሃራይ ዝነብረሉ፣ ቦታ ዝርከብ ዝተማህረን ናይ ኢመይል መራኸቢ ዘለዎ ሰብ ይለኣኽ። ናይ ኢመይል መራኸቢ ዘይብሎም መርመራ ብጽሑፍ ይለኣኽ።
  • ዝኾነ ተመሃራይ መርመራ እንተዘይወሲዱ/ዳ ናብ ምክትታል ጉዳይ ተመሃሮ ኣብ ዝቐልጠፈ ክሕብር ኣለዎ።
  • መሕለፊ ነጥቢ (70) ካብኡ ንላዕልን ጥራይ ይኸውን። ተመሃሮ ብዛዕባ ጉዳይ ነጥቦም ሕቶታት እንተ ኣለዎም ምስ መምህር ናይ ምርኻብ መደብ ክገብሩ ኣለዎም።
  • ኣብ መርመራ ንዝተረፈ ክልተ ኣማራጺ ዕድላት ይህልዎ።
      • ምስ መምህር ብምርኻብ ተወሳኺ ስራሕ ከም ምርምር ጽሑፍ ምቕራብ
      • እቲ ዓይነት ትምህርቲ ፈተና ኣብ ዝወሃበሉ እዋን፣ ዳግማይ ፈተና ምውሳድ።
  • ተመሃሮ ብዲፕሎማ ንኽምረቑ ኩሉ ዓይነት ትምህርቲ ክሓልፉ ኣለዎም።

መመረቕታ

  • ኣብ 2013-2015 ዓመት ንዝውሃብ ትምህርቲ ብግቡእ ንዝወድአ ተመሃራይ ናይ ዲፕሎማ ሰርቲፊኬት ይውሃብ።
  • ኩሉ ዓይነት ትምህርቲ ዘየማልኡ ተመሃሮ ምስ ክፍሊ ጉዳያት ተመሃሮ ብምልዛብ ከማልእዎ ዘሎዎም ነገራት ተፈሊጡ ኣብ መጻኢ ይምረቑ።